Mission


 

ልእኽቶ (Mission) 

ንድልየት፣ ፍልጠትን ተሳትፎን ሓረስታይ፣ ናይ ሕርሻ ኢንቨስተራትን ካልኦት ተገልገልቲ ሕርሻን ዝለዓለ ትኹረት ዝሃበ ስርዓት ምርምር ሕርሻ ብክልል ደረጃ  ብምዝርጋሕን ብምትሕብባርን ስነ-ምህዳርን ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን ሃፍቲ ተፈጥሮን መሰረት ዝገበረ ቀፃልነት ዘለዎ ምህርትን መፍረያይነት ዘረጋግፁን ኣብ ዕዳጋ ተወዳዳራይ ዝኾኑን ቴክኖሎጂታት ብምልማድ፣ ብምምንጫውን ብምምሕያሽን ንተጠቀምቲ ብምቕራብ ሕርሻ ኣብ ምዕባለ ኢንዱስትሪ ዝለዓለ ብፅሒት ክፃወት ምግባር።